ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝኾነ ናይ ወጻኢ ሓይሊ ደገፍ ከይደለየ “ጉጅለ ጥፍኣት ህውሓት” ንዝበልዎ ንምድምሳስ ዓቕሚ ኣለዎ' ሚ/ምክልኻል


ሚንስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ  ዶ/ር  ቀንዓ ያደታ
ሚንስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ  ዶ/ር  ቀንዓ ያደታ

ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝኾነ ናይ ወጻኢ ሓይሊ ደገፍ ከይደለየ “ጉጅለ ጥፍኣት ህውሓት” ንዝበልዎ ንምድምሳስ ዓቕሚ ኣለዎ ክብሉ ሚንስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ዶ/ር ቀንዓ ያደታ ሓቢሮም። ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኸአ ዒላማታት ህውሓት ንዝበልዎ መጥቓዕቲ ብምክያድ ካብ ጥቅሚ ወጻኢ ጌርና ኢሉ'ሎ።

ብካልእ ዜና መንግስቲ ኢትዮጵያ 17 ጀነራላትን መኮንንናትን ሰራዊት ኢትዮጵያ መራከቢ ብምብታኽ ንህውሓት ንሰሜን እዝ ንኸጥቕዕ ምቹእ ኩነታት ፈጢሮም ብዝብል ከምዝኣሰረ ገሊጹ’ሎ።

ካልኦት ክልላት’ውን ከምኡ ኣባልት 'ኦነግ ሸኔን ህውሓትን’ዮም' ዝበልዎም ከምዝኣሰሩ ይገልጹ ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG