ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰራዊት ኢትዮጵያ 'ንኣኽሱም ዓድዋን ከባቢ ዓዲግራትን ተቆጻጺረ ከምዝበለ' ተሓቢሩ


ከተማ ኣኽሱም

ቴለቭዥን ኢትዮጵያ "መከላኸሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ንኣኽሱም ምሉእ ንምሉእ ከምዝተቆጻጸረ" ገሊጻ። እዚ ዜና’ዚ ብሳልሳይ ወገን ንምርግጋጽ ግና ኣይተካእለን።

ቴለቭዥን ኢትዮጵያ ብመሰረት መግለጺ ናይ ህጹጽ ጊዜ ኣዋጅ "እቲ ሰራዊት፣ ንኣክሱም፣ ዓድዋን ዙርያ ዓዲግራትን ተቆጻጺሩ’"ትብል።

እቲ ዜና ኣብ ግንባር ምዕራብ ንዝነበረ ናይ ህወሓት ኃይሊ ኣጥቂዑ፣ ድሕሪ ሽረ ኣብ ሰለኽለኻ መሺጉ ንዝነበረ ኃይሊ ህወሓት ሰይሩ ንኣኽሱም ከምዝተቆጻጸረ’ውን ይሕብር። ብርክት ዝበሉ ተዋጋእቲ ህወሓት ኢዶም ከምዝሃቡ’ውን ገሊጹ።

ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG