ባህርዳር —
ናይ ሱዳን ሰራዊት ናይ ኢትዮጵያ ዶብ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ብምስፋር ኣብ ልዕሊ ነበርቲ እቲ ከባቢን መጥቓዕቲ ይፍፅም ኣሎ ክብል ዞባ ማእኸላይ ጎንደር ጥርዓን ኣቕሪቡ።
ፌደራል መንግስቲ ስጉምቲ ክወስድ ኣለዎ ክብል እውን ፀዊዑ ኣሎ።
ካብቲ ከባቢ ልዕሊ 10 ሰባት ተዓፊኖም ከምዝተወሰዱ ካብ ሱዳን ዝለዓሉ ዕጡቓት ካብ 2008 ዓ.ም ጀሚሩ ዶባ እናሰገሩ ከምዝኣትውን ንመንግስቲ ብተደጋጋሚ ከፍልጡ ከምዝፀንሑን ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ገሊፆም ኣለው ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ኣቐዲሙ ዝተዳለወ መእተዊ መዝገብ ኣሎዶ ? መእተዊ መዝገብ
ምዝጉብ ተጠቃሚ ኣይኮንኩምን ? ተመዝገብ/ቢ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን