ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዓዲ ግራት ኣትዩ


ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዓዲ ግራት ኣትዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:41 0:00

ንስምምዕ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ስዒቡ፡ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ካብ ቅድሚ ትማሊ ሰሉስ ጀሚሩ ናብ ከተማ ዓዲ ግራት ኣትዩ ኣሎ። እቲ ሰራዊት ካብ ማእከል ከተማ ፍንትት ኢሉ ኣብ ዝርከብ ቅድሚ ሎሚ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ወተሃደራዊ ካምፕ ሰፊሩ ምህላዉ’ውን ኣመሓዳሪ ከተማ ዓዲ ግራት ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሩ።

XS
SM
MD
LG