ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንከተማ ሽረን ካልኦት ከተማታት ክልል ትግራይን ምቁጽጻሩ ተሓቢሩ


ሓላፊ ስታፍ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ
ሓላፊ ስታፍ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሕጊ ንምኽባር ንዝበሎ ወፍሪ ኣብ ዝተፈላለየ ግንባራት ዓወት ንረኽብ ኣለና ክብሉ ሓላፊ ስታፍ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ገሊጾም።

እቲ ሰራዊት ነጻ ኣብ ዘውጽኦም ከባቢታት ራያን አላማጣን ኣገልግሎት መብራህቲ: ዝስተ ማይን ቴሌፎንን ጀሚሩ ክብሉ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ገሊጾም።

እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ብውሳነ ባይቶ ፈደረሽን ናይ ዝተመስረተ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ፈጻሚ ስራሕ ዶ/ር ሙሉ ነጋ ባይቶ’ቲ ክልልን ካቢነን ዳግማይ ክምስረት’ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG