ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ካብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ከባቢ ሸራሮ ሎሚ ዝተወሰኑ ወታደራት ምክልኻል ሃገር ተላዒሎም ናብ ማእኸል ሃገር ፀጥታ ከረጋግኡ ከይዶም ክብሉ ኣማሓዳሪ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣቶ ሙሉ መብራህቱ ገሊፆም።ሓደ ናይ ዓይኒ ምስክር ኸአ 50 ባዶ ኣውቶቡሳት ክኸዳ ሪአ ኣለኹ ኢሉ’ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available