ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰራዊት ማልታ 95 ስደተኛታት ካብ ሰሜናዊ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምድሓኖም ገሊጾም


ሰራዊት ማልታ ኣስታት 95 ስደተኛታት ካብ ሰሜናዊ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምድሓኖም ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:10 0:00

ሰራዊት ማልታ ኣስታት 95 ስደተኛታት ካብ ሰሜናዊ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምድሓኖም ገሊጾም

ሰራዊት ማልታ 95 ስደተኛታት ካብ ሰሜናዊ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምድሓኖም ገሊጾም።

እቶም ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ሰሜናዊ ሊብያ ኣብ ትጥሕል ዝነበርት ንእሽተይ ጀልባ ተጻዒኖም ምንባሮምን ናብ ወታሃደራዊ መደበር ማልታ ከምዝተወስዱን ተሓቢሩ'ሎ።

ካብቶም ስደተኛታት ሓደ ቫይረስኮሮና ከምዘለዎ ስለዝተፈልጠ እቶም ስደተኛታት ኣብ መወሸቢ ማእከል ክጸንሑ ከምዝተገብረ ተፈሊጡ'ሎ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን'ውን ብኣማኢት ዝቑጸሩ ስደተኛታት ማእከላይ ባሕሪ ብምቁራጽ ኣብ ደሴታት ላምፓዱሳ ምብጽሖም ይዝከር።

XS
SM
MD
LG