ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰሜን ኮርያ ኮቪድ ዝመስል ረስኒ ዝሓመሙ ልዕሊ 392 ሺሕ ሰባት ምምዝጋባ ኣፍሊጣ


ፋይል
ፋይል

ሰሜን ኮርያ ኮቪድ ዝመስል ረስኒ ዝሓመሙ ልዕሊ 392 ሺሕ ሰባት ምምዝጋባ ኣፍሊጣ። ተወሰኽቲ ሸሞንተ ሰባት ትማሊ ሰንበት ድሕሪ ምሟቶም ድማ ቁጽሪ ዝሞቱ ናብ 50 ምድያቡ ሰሜን ኮርያ ተፍልጥ ኣላ።


መሓውራት ዜና ኣብታ ሕጸረት ቀረባት ሕክምና ከምዘለዋ ዝንገረላ ሰሜን ኮርያ ልዕሊ ሓደ ሚልየን ሰባት በቲ ምንጩ ዘይፍለጥ ረስኒ ዘስዕብ ሕማም ተታሒዞም ምህላዎም: ልዕሊ ፍርቂ ሚልየን ድማ ኣብ ሕክምና ከምዝርከቡ ይገልጻ።

XS
SM
MD
LG