ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰማያዊ ፓርቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ለውጢ ደገፉ ገሊጹ


ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ለውጢ ከይዕንቀፍ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ግቡአይ ክፍፅም እየ ክብል ሰማያዊ ፓርቲ ኣፍሊጡ።ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ይወስዱዎም ኣለው ዝበሎም ናይ ፍቕርን ምርድዳእን ስጉምቲ ብፅኑዕ ከምዝድግፍ ገሊፁ’ሎ።

እቲ ፓርቲ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ወፃኢ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ናይ ፖለቲካ ሓይልታት እውን ተመሳሳሊ ስጉምቲ ንኽወስዱ ፀዊዑ’ሎ ።

XS
SM
MD
LG