ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰልፊ ኤርትራዊያን ኣብ ለንደን


ኣብ ከተማ ለንደን ብሪጣንያ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ኣብ መስከረም 18,2001 ዓ.ም ን ዝተአሰሩ ጋዜጠኛታትን ፖለቲከኛታትን ሓዊሱ ኣብ ኤርትራ ንዘለው እሱራት ድምጺ ክንኮኖም ብዝብል ሎሚ ኣብ ፊት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ለንደን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ አካይዶም።

ንኤምባሲ ኤርትራን ኣብ ከተማ ለንደን ንምርካብ ዝተኻየደ ፈተነ ብሰንኪ ፍልልይ ሰዓታት ኣይተዓወተን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሰልፊ ኤርትራዊያን ኣብ ለንደን
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:12 0:00

XS
SM
MD
LG