ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰልፊ ሰላም


ሰልፊ ሰላም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:54 0:00

ጽጉማትን ተመዛበልቲን ዝሕግዝ ትካል ኤልሻዳይ፡ ቅድሚ ቀረባ መዓልታት ኲንዮ ኲናት ዝሰብኽን ነቲ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ሰፊኑ ዘሎ ቅርሕንቲ ንምድቃስ ዝዕላማኡ ኣጋጣሚ ወዲቡ ነይሩ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ካብ ኤርትራ ኣብቲ መዕቆቢ ስፍራ ዝርከቡ ስደተኛታትን ካብ በበይኑ ወገናት ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ዘለዉ ዜጋታትን ተረኺቦም ነይሮም።

XS
SM
MD
LG