ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰላማዊ ሰልፊ ከተማ መቐለ


ኣብ ከተማ መቐለ ዝሓለፈ ቀዳም ሕገ መንግስቲ ይከበር ዝብል ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብቲ ሰልፊ ኣብ ዘስምዕዎ ዘረባ ድምፂ ህዝቢ ዘይምስማዕ ከባድ ዋጋ ዘኽፍል እዩ’ሞ ንሕቶ ህዝቢ ቆላሕታ ክወሃቦ ይግባእ ኢሎም።

ሰላማዊ ሰልፊ ከተማ መቐለ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:04 0:00

ኣብቲ ሰልፊ ሕገ መንግስቲ ይከበር፣ ብሄር ተኮር መጥቃዕቲ ደው ይበል : ምትእትታው ወፃኢ ደው ይበል ዝብሉ ጭርሖታት ተሰሚዖም እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሰላማዊ ሰልፊ ከተማ መቐለ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:07 0:00

XS
SM
MD
LG