No media source currently available
ኣብ ከተማ መቐለ ዝሓለፈ ቀዳም ሕገ መንግስቲ ይከበር ዝብል ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብቲ ሰልፊ ኣብ ዘስምዕዎ ዘረባ ድምፂ ህዝቢ ዘይምስማዕ ከባድ ዋጋ ዘኽፍል እዩ’ሞ ንሕቶ ህዝቢ ቆላሕታ ክወሃቦ ይግባእ ኢሎም። ኣብቲ ሰልፊ ሕገ መንግስቲ ይከበር፣ ብሄር ተኮር መጥቃዕቲ ደው ይበል : ምትእትታው ወፃኢ ደው ይበል ዝብሉ ጭርሖታት ተሰሚዖም እዮም።
ርእይቶታት ንምርኣይ
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን
ርእይቶታት ንምርኣይ (3)
ተወሳኺ ርእይቶ ንምጽዓን