ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰላማዊ ሰልፊ ኢትዮጵያዊያን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን  ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ


.
.

ንኣሜሪካ ሓዊሱ ሓደ ሓደ ኣባል ሃገራት ባይቶ ቤት ምክሪ ፀጥታ ሕቡራት ሃገራት ንጎንፂ ትግራይ ስዒቡ ዝሓዝዎ መርገፂ ዝወቐሱ ኢትዮጵያዊያን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ሰልፈኛታት እተን ሃገራት ዝሓዝኦ መርገፂ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ዝዘርግሖ ግጉይ ሓበሬታ ዝተመርኮሰ ብምዃኑ ይስተኻኸል ክብሉ ሓቲቶም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሰላማዊ ሰልፊ ኢትዮጵያዊያን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን  ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:35 0:00


XS
SM
MD
LG