ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰለስተ ውድባት ክልል ትግራይ ፡ ህወሓት ኣሸባሪ ተባሂሉ ምስያሙ ተቓዊሞም


ሰለስተ ውድባት ክልል ትግራይ ፡ ህወሓት ኣሸባሪ ተባሂሉ ምስያሙ ተቓዊሞም::

ሳልሳይ ወያነ: ባይቶናን ውድብ ናፅነትን ዝተባህሉ ውዱባት ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ "ንህወሓት ኣሸባሪ ኢልካ ምስያም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ተጋሩ ሊሂቃንን ጨፍጫፍ ንምፍፃም ተሓሲቡ ዝወፀ ናይ ሕጊ ከለላ እዩ" ኢሎም::

ኣብቲ ጉዳይ ጠቕላሊ ዓቃቢ ሕጊ ኢትዮጵያ ብወገኑ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ : "ህዝብን ውድብን ዝተፈላለዩ እዮም: እቲ ዝወፀ ኣዋጅ ንህወሓትን ኣባላቱን እምበር ንኩሉ ህዝቢ ዝምልከት ከምዘይኮነ ግልፂ እዩ" ዝብል ምላሽ ሂቡ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG