ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰለስተ ተመራመርቲ ተዓወቲ ሽልማት ኖበል ዓውዲ ሕክምና 2019 ኮይኖም


እዞም ክልተ ኣሜሪካዊያንን ሓደ ብሪጣንያዊ ተመራመርቲ “ዋህዮታት ህላወ ኦክስጂን ፈሊጦም ከመይ ከምዝውሃዱ’’ ብዝምልከት ዝረኸብዎም ውጽኢት ምርመራ ናይዚ ዓመት ተዓወቲ ሽልማት ኖበል ኣብ ዓውዲ ስነ ልቦና ወይ ሕክምና ምዃኖም ተፈሊጡ።

ዊሊያም ካሊን፣ግሬግ ሰመንዛን ፒተር ራትክሊፍን ምዕዋቶም ኮሚቴ ሽልማት ኖብል ሎሚ ሶኑይ ገሊፁ።ነፍሲ ወከፎም ድማ ናይ 918,000 ዶላር ሽልማት ክረኽቡ እዮም።

እቲ ኮሚቴ እዞም ምሁራት ናይ ኦክስጂን ዓቐን ንኬሚካላዊ መስርሕን ስነልቦናዊ ስራሓትን ከመይ ከምዝፀልዎ ንክንርዳእ መሰረት ኣንቢሮም’ዮም ይብል ።

XS
SM
MD
LG