ኣካፍል
መሕተሚ
እቲ ምልዓል እገዳታት ጽቡቕ እዩ ምኽንያቱ ከም ህዝቢ ከፋፊሉና ዝፀንሐ ፀሊም መጋረጃ ነይሩ ሕጂ ናብ ውሽጣዊ ሽግርና ክነድህብ ዕድል ስለዝህበና ዝበለ ካብ ደምበ ተቓውሞ ሰለሞን ገብረየሱስ ንድምጺ ኣሜሪካ ርእይትኡ ሂቡ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available