ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶ ኤርትራዊያን ኣብ ሽልማት ኖበል 2019


ኣብ ዙርያ’ቲ ሎሚ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ንቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝተዋህበ ሽልማት ሰላም ኖብል ብፍላይ ድማ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሰላም ክፈጥር ዝብል ረቛሒ ጎዶሎ’ዩ ብምባል ኤርትራዊያን ትማሊ ኣብ ኦስሎ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ አካይዶም ኔሮም።

ንሶም ምክንያት ተቓውሞኦም ንዝበልዎም ነጥብታት ንኮሚተ ሽልማት ሰላም ኖበልን ንቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድን ንምብጻሕ ኣብቲ ቦታ ምርካቦም ገሊጾም አለው።

ብካልእ ወገን እቲ ሽልማት ሰላም ኮነ እቲ ምፍጣር ሰላም ዝብል ረቓሒ ይግባእ’ዩ ዝብሉ ወገናት’ውን ኣለው።

ንርእይቶ ክልቲኦም ወገን ዝሓዘ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ርእይቶ ኤርትራዊያን ኣብ ሽልማት ኖበል 2019
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:39 0:00


XS
SM
MD
LG