ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ኣብ መግለጺ ቀ/ሚ ነታንያሁ


ርእይቶ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል ኣብ መግለጺ ቀ/ሚ ነታንያሁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:31 0:00

ዘ ታይምስ ኦፍ እስራኤል ዝተባህለ ጋዜጣ ኣብ ናይ ጥቅምቲ 2,2019 ሕታሙ ቀ/ሚ እስራኤል ቤንጃሚን ነታንያሁ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ናብ ሃገሮም ኣብ ምምላስ ንምትሕብባር ምስ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ምዝርራቦም ዝገልጽ ጸብጻብ ኣውጺኡ ኔሩ።

XS
SM
MD
LG