ድሕሪ ወታሃደራዊ መጥቓዕቲ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ኣብ ርእሰ ኸተማ ዩክረይን ኪየቭ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተማሃሮ ናብ ዶብ ዩክሬን ናብ ዝርከባ ከተማታት የምርሑ ምህላዎም ገሊጾም።
እቲ ኩነታት ኣዝዩ ዘስግእ ምኻኑ'ዉን ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ክልተ ኢትዮጵያውያን ገሊጾም'ለው።