መሕተሚ
ምልዓል እገዳ ኣብ ዕብየትን ምዕባለን ህዝብን ሃገርን ዓቢ ተራ ከምዘለዎ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣስመራ ገሊጾም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 6 የካቲት 2023 ዜና (ጉባኤ ሃይማኖታዊ ተቋማት ኢትዮጵያ ዝሃቦ መግለጺ: ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ህዝበ ወሳነን ኣብ ቱርኪን ሶርያን ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት) መግለጺ ካብ ክልል ትግራይን መደብ ሕርሻን የጠቓልል