ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶ ነበርቲ መቐለ ኣብ ስነ ስርዓት ጽንብል ምኽፋት ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ መራሕቲ


ድሕሪ 20 ዓመታት ዶብ ኢትዮጵን ኤርትራን ብወገን ዛላንበሳ ኣብ ዝተኸፈተሉ እዋን ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚንስተር ዶክተር ኣብዪ ኣሕመድ ኣብቲ ጽንብል ተሳቲፎም ንህዝቢ መልእኽቲ ከየሕለፉ እዮም ግና ተመሊሶም።

እዚ ጉዳይ መዘራረቢ ኮይኑ ኣሎ።

ኣብ ከተማ መቐለ ንገለ ነበርቲ ኣብዚ ጉዳይ ዘለዎም ርእይቶን ብተወሰኺ፣ ነቲ መድረኽ ዝመርሐ ጋዜጠኛን ሓላፊ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎምን ኣብቲ መድረኽ እቶም መራሕቲ ክዛረቡ ትልሚ ነይሩ’ዶ ንዝብል ብዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ርእይቶ ነበርቲ መቐለ ኣብ ስነ ስርዓት ጽንብል ምኽፋት ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ መራሕቲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:05 0:00

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

ኣብዚኣ'ሞ

ተጋሩ ነበርቲ ከባቢ ዶብ ድልየት ሰላም ንምግላፅ’ዩ ብዝብል ናብ ኤርትራ ዝገብርዎ ምስጋር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG