መቐለ —
ንምብፃሕ ላዕለዋይ ጕጅለ ልኡኻት ኣመሪካን ሃገራት ኤውሮጳን ናብ መቐለ ስዒቡ፡ ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ሰላም ዘለዎም ተስፋን ቅሬታን ይገልፁ ኣለዉ። ካብ መቐለ ንሰለስተ ካብ ተቓወምቲ ውድባት ኣዘራሪብና ኣለና።