ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶ ተሳተፍቲ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ዋዕላ ወፍሪ ሰላም ተጋሩን ኤርትራዊያንን

ርእይቶ ተሳተፍቲ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ዋዕላ ወፍሪ ሰላም ተጋሩን ኤርትራዊያንን
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:15 0:00

ርእይቶ ተሳተፍቲ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ዋዕላ ወፍሪ ሰላም ተጋሩን ኤርትራዊያንን

2022 ዓመታዊ ኮንፈረንስ ዋዕላ ወፍሪ ሰላም ተጋሩን ኤርትራዊያንን ኣብ ክፍለ ግዝኣት ቴክሳስ ኣብ’ዚ ቀረባ ምቅንዑ ዝዝከር እዩ። እቲ ኮንፈረንስ ንናይ ሎም ዘበን ዋዕላ ኣብ ትሕቲ ብዙሕነት፣ ግሉጽነት፣ ጠለብ ሕብረተሰብ ኣብ ምምላእን ድሕነት ኣባላት ኣብ ምውሓስን ብዝብሉ ኣርባዕተ ዓበይቲ ነጥብታትተጸምቢሉ እዩ ዛዚምዎ። ንክልተ ተሳተፍቲ ዮርዳኖስ ገብረ መስቀልን መርስኤ ኪዳነን ኣዘራሪብና ኣለና።

XS
SM
MD
LG