ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶ ሰብ-መዚ ብዛዕባ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተወ ቀረባት መድሃኒት


▶ ርእይቶ ሰብ-መዚ ብዛዕባ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተወ ቀረባት መድሃኒት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:21 0:00

▶ ርእይቶ ሰብ-መዚ ብዛዕባ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተወ ቀረባት መድሃኒት

ድሕሪ ስምምዕ ደቡብ ኣፍሪቃ ንፈለማ እዋን፡ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተወ ቀረባት መድሃኒት፡ ትስፉዎ ምጅማር ደኣ ይዅን እምበር፡ ምስቲ ዘሎ ጠላባት ክነጻጸር እንከሎ ግን ኣዝዩ ትሑት’ዩ ክብሉ ሰብ-መዚ እቲ ክልል ይገልጹ ኣለዉ። ተስፋኦም ተወሳኺ ቀረባት ክለኣኽ’ዩ።

XS
SM
MD
LG