No media source currently available
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 60 ተኸሰስቲ ክሶም ተቋሪፁ ብምሕረት ክልቀቑ ምውሳኑ ስዒቡ ምሁራን ካብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ርእይቶ ሂቦም ኣለው::