ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶታት ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ጉዳይ ኩናት ክልል ትግራይ(2ይ ክፋል)


ኣብ መንጎ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝተወልዐ ኹናት ስለምንታይ ኣማራጺ ኾይኑ? ዕላምኡ እንታይ'ዩ? ናበይ ገጹ'ዩ ? ብኸመይ'ከ ክፍታሕ ኣለዎ ዝብል መዛረቢ ነጥብታት ሒዙ ፥ንክልተ ዝተፈላለየ ርእይቶታት ዘለዎም ኢትዮጵያውያን ተወላዶ ክልል ትግራይ ኣዘራሪብና'ሎ።

ኣቶ መሓሪ ኣበራ ካብ ካናዳ ክኸውን ከሎ፥ ኣቶ ጌታቸው ገብረኪሮስ ካብ ኣመሪካ'ዮም።

ኣቶ መሓሪ ኣበራ፣ ህወሓት ነቲ ከጥቅዕ ዝዳሎ ዝነበረ ፈደራል ሓይሊ ንምምካት ስጉምቲ ምውሳዱ ቅቡል'ዩ ይብል ። ኣቶ ጌታቸው ገብረኪሮስ ድማ ነቲ ዝንህር ዝነበረ ወጥሪ ንምፍታሕ ፥ኩናት ከም ቀዳማይ መማረጺ ምውሳድ ንህዝቢ ትግራይ ዘርብሕ ኣይኮነን ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ርእይቶታት ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ጉዳይ ኩናት ክልል ትግራይ(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:27 0:00


XS
SM
MD
LG