ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዑደት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሮማ ካቶሊክ ፍራንሰስ ኣብ ሞዛምቢክ


ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሮማ ካቶሊክ ፍራንሲስ ትማሊ ኣብ ሞዛምቢክ ኣብ ዝኣተውሉ ፕረዚደንት እታ ሃገር ፊሊፐ ኒዩሲ ሓዊሱ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሞዛምቢካዊያን ተቐቢሎምዎም።እቶም ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኣብታ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ንፈለማ ግዜ እዮም ዑደት ዝገብሩ ዘለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዑደት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሮማ ካቶሊክ ፍራንሰስ ኣብ ሞዛምቢክ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:44 0:00



XS
SM
MD
LG