ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሰስ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘካየድዎ ዑደት ትማሊ ብሞዛምቢክ ጀሚሮም

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሰስ ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘካየድዎ ዑደት ትማሊ ብሞዛምቢክ ጀሚሮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:51 0:00

ንሶም ንፕረዚደንት ፍሊፐ ንያሱን ንመራሒ ተቓዋሚ ፓርቲ ረናሞ ኣብ ቤተ መንግስቲ’ታ ሃገር ዘስምዕዎ መደረ ህዝቢ ሞዛምቢክ ነቲ ብብዙሕ ጸገም ዝተረኽበ ሰላም ክሕልውን ማዕረ ዕድላት ንኹሉ ምቕራብ ክጽዕሩን ዳግማይ ግጭት ካብ ምልዕዓል ክቑጠብን ጸዊዖም ኣለው።

XS
SM
MD
LG