ኣካፍል
መሕተሚ
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ፍራንሰስ ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ታሪኻዊ ምብጻሕ ኣብ ዒራቕ የካይዱ ኣለው።
ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ባቕዳድ ቀዳማይ ሚንስተር ዒራቕ ምስ ሰበ-ስልጣናቱ ተቐቢሎሞም።
ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ኣብ ከተማ ናጃፍ ምስ መራሒ ሽዓ ኣያቶላ ዓሊ ሲስታኒ ክራኸቡ መደብ ኣለዎም።