ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ራእይ ኣፍሪቃውያን ኣብ ምዕባለ ስፖርትን ትምህርትን` ዝብል ፕሮጀክት ኣብ ኣስመራ ስርሑ ጀሚሩ


ብሓሙሽተ ኤርትራውያን መንእሰያት ዝተመስረተን፡ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ መዳይ ሞያን ትምህርትን ፡እጃሙ ንከበርክት ዝሕልንን ፕሮጀክት፡ ኣብ ኣስመራ ስርሑ ከምዝጀመረ ተገሊጹ።

እቲ `ራእይ ኣፍሪቃውያን ኣብ ምዕባለ ስፖርትን ትምህርትን` ዝብል ፕሮጀክት፡ ኣፍሪቃውያን ብቛንቁኦም ሞያውን ትምህርታውን ፍልጠት ንኽድልቡ ዝሕግዝ ስራሕ ይሰርሕ ምህላዉ መስረቲ`ቲ ፕሮጀክት ንቪኦኤ ሓቢሮም።

እቲ ፕሮጀክት፡ ተጠቃምነቱን ሸፈንኡን ንምስፋሕ፡ ኣብ ኣስመራ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣብ ኡጋንዳን ኬንያን ቤት-ጽሕፈት ኸፊቱ ከምዘሎን፡ ኣገልግሎቱ ንምጅማር ተዳልዩ ከምዘሎን መስረቲ`ቲ ፕሮጀክት ወሲኾም ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG