ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሩዋንዳ: 66 ኣብ መዳጎኒ ማእከል ሊብያ ዝጸንሑ ሓተቲ ዑቕባ ተቐቢላ


ሩዋንዳ: 66 ኣብ መዳጎኒ ማእከል ሊብያ ዝጸንሑ ሓተቲ ዑቕባ ተቐቢላ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:23 0:00

ብመሰረት ኣብ መንጎ ሕቡራት ሃገራትን መንግስቲ ሩዋንዳን ዝተበጽሓ ስምምዕ 66 ካብቶም ብቐዳምነት ካብ ሊብያ ዝጣየሱ 500 ስደተኛታት ትማሊ ሩዋንዳ ኣትዮም ።

XS
SM
MD
LG