ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ተካይዶ ኵናት ባርባራዊ እዩ’’ምዕራባዊያን ሓይልታት

"ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ተካይዶ ኵናት ባርባራዊ እዩ’’ምዕራባዊያን ሓይልታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:19 0:00

"ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ተካይዶ ኵናት ባርባራዊ እዩ’’ምዕራባዊያን ሓይልታት

ምዕራባዊያን ሓይልታት ሩሲያ ነቲ ኣብ ዩክሬን ተካይዶ ዘላ ኵናት ባርባራዊ እዩ ክብሉ ፀዊዖምዎ።ኣብ ዩክሬን ቆራሪ ወርሓት ኣብ ዝጀመረሉ ክሬምሊን ኣብ ወሰንቲ ትሕተ ቕርጺ ዩክሬን መጥቓዕትታት ኣሐይላ ኣላ።ምዕራባዊያን ሓይልታት ሩሲያ ናብ ወፃኢ ብእትልእኾ ነዳዲ ኣቢሎም ክቃልስዎ ተበጊሶም ኣለው።ሞስኮ ግን ንቶም ፃዕርታት ትነፅጎም።

XS
SM
MD
LG