ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሩስያ ንክልተ ክፍለ ግዝኣታት ዩክሬን ከም ናጻ ሃገር ከምትፈልጥ ዝሕብር ኣዋጅ ፈሪማ


ፕረዚደንት ፑቱን ነቲ ኣዋጅ እንዳፈረመ
ፕረዚደንት ፑቱን ነቲ ኣዋጅ እንዳፈረመ

ፕረዚደንት ሩስያ ብላድሚር ፑቲን ንኽልተ ዝተፈልያ ክፍላተ ግዝኣታት ዩክሬን ከም ነጻ ሃገራት ኣፍልጦ ዝህብ ኣዋጅ ድሕሪ ምፍራሞም ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ለይቲ ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ።

ኣመሪካ ነቲ ተግባር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ሉኣላዊነት ዩክሬን ዝተገብረ መጥቃዕቲ ክትብሎ ኸላ ሩስያ ብወገና ምዕራባውያን ንዩክሬን ናብ ምልዕዓል ጎንጺ ይደፍእዋ'ለው ኢላ'ላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG