ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሞያሌ: ብሰንኪ ግጭት ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ሓገዝ ከምዘይበጽሖም ይገልጹ


ሞያሌ
ሞያሌ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሞያሌ ካብ 2 ክሳብ 7 ሕዳር 2011 ዓ/ም ብሰንኪ ዝተፈፅመ መጥቓዕቲ መንበሪኦም ዝተቓፀሎም ነበርቲ እታ ከተማ ስኣን ሓገዝ ኣብ ፀገም ከምዝርከቡ ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቦም።

እቶም ነበርቲ ካብ ኣካላት መንግስቲ ዘዘራረቦም ከምዘየለ እውን ሓቢሮም።ኮሚሽን ድልውነትን ምክልኻልን ሓደጋ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ረድኤት ንምቕራብ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ’ሎ ይብል ።

XS
SM
MD
LG