ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ምድሓን ሕገ መንግስትን ሕብረ ብሄራዊ ፌደራላዊ ስርዓትን" ዝብል ሃገራዊ ኮንፈረስ ኣብ መቐለ ይካየድ'ሎ


“ምድሓን ሕገ መንግስትን ሕብረ ብሄራዊ ፌደራላዊ ስርዓትን" ብዝብል መሪሕ ቴማ ኣብ ከተማ መቐለ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ::

ኣብቲ ሎሚ ዝጀመረ ኮንፈረስ ልዕሊ 700 ካብ ኩሎም ክልላት ኢትዮጵያ ዝተአኻከቡ ተሳፍቲ ተረኺቦም ኣለዉ::

ብተወሳኺ ልዕሊ 50 ፌዴራሊስት ዝተባህሉ ውድባት: ምሁራንን ሽማግለ ዓድን ይሳተፉ ኣለዉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG