No media source currently available
ኣቕሽሽቲ ኦሮቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ትማሊ ሓሙስ ንኮሮና ቫይረስ ብመንፈሳዊ ሓይሊ ንምስርዓር ንጎደናታት ከተማ አዲስ አበባ ብዕጣንን ከርበን ከምዝዓጠኑ ተሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ ሰባት ከምዘለው ይፍለጥ።