No media source currently available
ንምፍንጫል ሃይማኖታት ክልል ትግራይ ካብ ናይ ኢትዮጵያ ብዝምልከት፡ ኣብዚ ጉዳይ ከብርሁልና ንሊቀ-ካህናት ሙሴ በርሀ ካብ ካሊፎርኒያ -ኣመሪካን ፕሮፈሰር ጌታቸው ኣሰፋ ካብ ካናዳን ዓዲምና ኣሎና። ካብ ዝምልከቶም ሃይማኖታውያን ትካላት ኢትዮጵያ ነዚ ጉዳይ ኣመልኪትና ግብረ-መልሲ ንምርካብ ዝገበርናዮ ፈተነ ኣይሰለጠን።