No media source currently available
ኣብ ከተማ መቐለ ኣፉን ኣፍንጭኡን ብመጎልበቢ (ማስክ) ምሽፋን ግድን እዩ ተባሂሉ:: ኣብ ከተማ መቐለ ኩሉ ሰብ ግድን ማስክ ክገብር ከምዘለዎ ዝሓለፈ ቀዳም ዝተወሰነ ኮይኑ ኣብታ ከተማ እቲ ውሳነ ኣብ ምትግባር እዚ ይመስል