ኣኼባ ኣፍሪቃዊያን ዲያስፖራ ኔትዎርክ(ADN) ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ
ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ስሊከን ቫሊ ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ከባቢ ዝተመስረተ ኣፍሪቃ ዳይስፖራ ኔት ዎርክ ዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ትካል ሎሚ ቅነ ኣብዚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሓደ ምትእኽካብ አካይዱ ኔሩ። እዚ ኣብ ሲሊከን ቫሊ ዝመደበሩ ንመኽሰብ ዘይቆመ ትካል ኣፍሪቃ ዲያስፖራ ኔት ዎርክ ንኣፍሪቃዊያን ዳያስፖራን ፈተውቲ ኣፍሪቃን ምስ ኣፍሪቃ ንምትእስሳር ዝዓለመ ምኳኑ ዳይሬክተር’ቲ ትካል ኣልማዝ ነጋሽ ተረድእ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ