ኣካፍል
መሕተሚ
ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፔዮ፣ ትማሊ ሶኑይ ንቀንዲ ቤት ጽሕፈት ሬድዮ ድምጺ ኣሜሪካ (ቪኦኤ) ተዓዚቦም። ኣብ ጻኒሕቶም "ብዛዕባ ፈነወ ድምጺ ኣሜሪካን ፍሉይነት ኣሜሪካን ኣጉሊሆም"ኣለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available