ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ምቕባል ውሳነ ኮሚሽን ዶብ፡ ብግብራውነት ክስርሓሉ ኣለዎ ` ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ


ብኢህወደግ ዝምራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኣልጀርስ ንዝተፈረመ ውዕል ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ምሉእ ንምሉእ ከምዝተቐበሎን፡ ንውሳነ ኮሚሽን ዶብ ብዘይ ቅድመ-ኩነት ንምትግባሩ ከምዝወሰነን ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኣፍሊጡ`ዩ።

ብዛዕባ`ዚ ውሳነ ዝተፈላለዩ ግብረ-መልሲ ካብ ዝህቡ ዘለዉ ሓደ፡ ኤርትራዊ ተቓዋሚ ፓርቲ፡ ሰልፊ ደመክራሲ ኤርትራ: ሓደ መግለጺ ኣውጺኡ`ሎ።

ምስ ኣቦ-መንበር`ቲ ሰልፊ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG