ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምቅርራባት ወቕቲ ዘራእቲ ትግራይ፤ ብዘለካን ዝከኣለካን


ምቅርራባት ወቕቲ ዘራእቲ ትግራይ፤ ብዘለካን ዝከኣለካን
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:10 0:00

ወቕቲ ዘራእቲ ኣብ ዝቀራረበሉ እዋን፡ ሓረስቶት ክልል ትግራይ እቲ ክረኸቡዎ ዝፀንሑ ምሩፅ ዘራእቲን ዘመናዊ ድዅዒን ከም ቀደሙ ኣይክህሉን’ዩ። ንሱ ኣብ ዘይብሉ እቲ ክልል ከመይ ክዋፅኦ ምዃኑ፡ ወኪልና ንሓላፊ መራኸቢታት ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ኣዘራሪቡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG