ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ምክፋት ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ዝረአ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘይወግዓዊ ምቅይያር ባጤራን ንብዙሓት የሻቅል

ምስ ምክፋት ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ዝረአ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘይወግዓዊ ምቅይያር ባጤራን ንብዙሓት የሻቅል
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:30 0:00

ንዝሓለፈ 20 ዓመታት ብዘይኻ ወታሃደራት፡ ዕጡቓት ተቓወምቲን ስደተኛታት ጥራይ ዝሰግርዎ ዝነበረ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብወግዒ ድሕሪ ምክፋቱ ዜጋታት ክልቲኡ ሃገራት ብዘይ ዝኾነ ዓጋቲ ናብን ናብን ይንቀሳቀሱ ኣለው።

XS
SM
MD
LG