ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስጓግ ሰራሕተኛታት ትካላት ቴክኖሎጂ ክሳብ ክንደይ ይጸሉ?


ምስጓግ ሰራሕተኛታት ትካላት ቴክኖሎጂ ክሳብ ክንደይ ይጸሉ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:48 0:00

ምስጓግ ሰራሕተኛታት ትካላት ቴክኖሎጂ ክሳብ ክንደይ ይጸሉ?

ኣብ ቀረባ እዋን ዓበይቲ ትካላት ሓበሬታ ቴክኖሎጂ ከም ፈይቡክ፡ ሴልፎርስ፡ ጉግል፡ ትዊተርን ኣማዞን ብዙሓት ሰራሕተኛታተን የፋነዋ ኣለዋ። ኣብ ቀረባ እዋን ጽላት ሓበሬታ ቴክኖሎጂ እቲ ዝበዝሐ ክፍሊትን ቅልጡፍ ዕብየትን ዝርኣዮ ዝነበረ ከም ምዃኑ መጠን፡ ሕጂ ክፈጥሮ ዝኽእል ሃጓፍት ንምዝርራብ ንመሃንድስ ኮዀብ ጐይትኦም ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።

ኣብ ትካል Risk Management Solutions ላዕለዋይ መሃንድስ ንዝዀነ ኮዀብ፡ ንመደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ኣዘራሪብናዮም።

XS
SM
MD
LG