ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስጋር ድርብ መስመር፤ ጸላም፡ ስደተኛ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ምምራሕ ዓባይ መኪና


ምስጋር ድርብ መስመር፤ ጸላም፡ ስደተኛ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ምምራሕ ዓባይ መኪና
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:52 0:00

ምስጋር ድርብ መስመር፤ ጸላም፡ ስደተኛ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ምምራሕ ዓባይ መኪና ምምራሕ ዓበይቲ መካይን ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ነባሮ ሰሜን ኣመሪካ ቅልጡፍ ስሕበት ፈጡሩ ዘሎ ሞያ’ዩ። ምዝዋር ዓበይቲ መካይን ዝበዝሕ እዋን ደቂ ተባዕትዮ ዝዋፈሩሉ ዓውዲ ደኣ ይጽናሕ እምበር፡ ነዚ ውሱን ክመስል ዝጸንሐ ሞያ ዝሰግራ ደቀንስትዮ’ውን ኣለዋ። ኣበባ ጥዑማይ ሓንቲ ካብኣተን’ያ።

XS
SM
MD
LG