ኣካፍል
መሕተሚ
ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ፥ ካብ ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ ምርጫ ናይ ምክያድ ሕቶ ብክልተ ምኽንያታት ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ። ቦርድ ምርጫ ነቲ ካብ ክልል ትግራይ ዝቐረበሉ ሕቶ ከምዘይቅበሎ ዘፍልጠ፥ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ`ዩ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available