ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምርጫ ሕጽይቲ ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ሎሚ ክካየድ’ዩ


ሕጽይቲ ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ክቲንጂ ብራውን ጃክሰን -ፋይል
ሕጽይቲ ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ክቲንጂ ብራውን ጃክሰን -ፋይል

ሰነት ኣመሪካ ንሕጽይቲ ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ዝዀና ክቲንጂ ብራውን ጃክሰን ሎሚ ሓሙስ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ከካይድ መደብ ወጺኡ ኣሎ። መራሒ ኣብዝሓ ሰነት ጃክ ሹመር’ዮም ኣብ ናይ ትማሊ ረቡዕ ርክብ ነቲ ውጥን ነጊሮም።

ሕጽይቲ ዳኛ ጃክሰን ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብበበይኖም ኮሚተታት ንሕጋዊ ፍልስፍናዊ ኣጠማምታአን ከም ዳኛ ዝጸንሐን እዋንን ክሕተታ ጸኒሐን’የን። ሰነት ሎሚ ምስ ዘጽድቐለን ቀዳመይቲ ኣፍሪቃዊት ኣመሪካዊት ዳኛ ንዝለዓለ ቦታ ክዀና’የን።

XS
SM
MD
LG