ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምምስራት ነጻ ዞባ ንግዲ ኣፍሪቃ ንዕብየት’ታ ኣህጉር ካብ መሰረቱ ክልውጦ’ዩ ተባሂሉ


ምምስራት ነጻ ዞባ ንግዲ ኣፍሪቃ ንዕብየት’ታ ኣህጉር ካብ መሰረቱ ክልውጦ’ዩ ተባሂሉ።

ዝተፈላለዩ ኣውፈርቲ ሰብ ሃብቲ ኣሜሪካ ምስ ኣፍሪቃ ንምስራሕ ዘለዎም ድልየት ይገልጹ ኣለው።

መበል 32 ዋዕላ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ውሳነ ካብ ዝሃበሎም ሓያለ ጉዳያት ሓደ’ውን ዕብየት ቑጠባ ኣህጉር ኣፍሪቃ ከሳልጥ’ዩ ተባህሉ ዝተነግረሉ ዞባ ንግዲ ዝምልከት’ዩ።

ኣብ ጎኒ ጎኒ’ቲ ዋዕላ መራሕቲ ዝተፈላለዩ አኼባታት’ውን ተኻይዱ ኔሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG