ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምምሕዳር ትራምፕ ቁጽሪ ናብ ኣሜሪካ ዝኣትው ስደተኛታት ናብ 15,000 ክድረት ወሲኑ


ምምሕዳር ትራምፕ፥ ኣብዚ ካብ ሎሚ ባሕቲ ጥቅምቲ ዝጅምር ዓመት ባጀት 2021፥ ኣሜሪካ ትቕበሎም ስደተኛታት ካብ 15,000 ከይበዝሑ ወሲኑ።

እዚ ኣካል ናይቲ ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ 2017 ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጽእ በብእዋን ክገብሮ ዝጸንሐ ምንካይ ስደተኛታት`ዩ።

ኣብ ግዜ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ፥ ምቕባል ስደተኛታት ንዓመት ክሳብ 70,000ን 85,000ን`ዩ ኔሩ።

XS
SM
MD
LG